ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ባህር ዳር ተኣሲሩ ዝነበረ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣባል ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ ኣቶ ዘመነ ሃይሉ፡ ሎሚ ሓሙስ ከም ዝተፈነወ ይግለጽ ኣሎ። ኣቶ ዘመነ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ...
A boat carrying scores of passengers capsized on Lake Kivu on Thursday, killing at least 50 people, witnesses told The ...
ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ኣብ ልዕሊኡ ዝተጀመረ መስርሕ ምውራድ ካብ መዝነት ደው ክብል ናብ ቤት ፍርዲ ጥርዓን ኣእትዩ። ሪጋቲ ጋቻጓ ዓሌታዊ ጽልኢ ተኹቲኹ፡ ንመንግስቲ ንዒቑ፡ ከምኡ`ውን ዘይተፈልጠ ...
ነፈርቲ ኩናት እስራኤል ሎሚ ሓሙስ ንሓደ ኣብ ከተማ ቤይሩት ዝርከብ ህንጻ ከም ዝሃረማን፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝተቐትሉን ሸውዓተ ካልኦት ከም ዝቖሰሉን ሰበ- ስልጣን ሕክምና ሊባኖስ ሓቢሮም። ...
Malawi: A national emergency food distribution campaign began Thursday in Chikwawa to feed 5.7 million people plunged into ...
U.S. President Joe Biden travels Thursday to the southeastern states of Florida and Georgia to tour areas hit by Hurricane ...
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ኣብ ዘይሃቦ ጉባኤ ዘይተሳተፉ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ጉጅለ ህወሓት ሕጋዊ ዝበልዎ “መበል 14 ጉባኤ” ንምክያድ ምድላዋት የካይዱ ምህላዎም ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓ ...
ፖሊስ ደነማርክን ሽወደንን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ከባቢ ኤምባሲ እስራኤል ንዘጋጠሙ ክልተ ፍንጀራታትን ተኵሲን ይምርምሩ ከምዘለው ሓቢሮም። ፖሊስ ደነማርክ ኣብ ዋና ከተማ’ታ ሃገር ንዘጋጠሙ ክልተ ፍንጀራታት ...
ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ልዕሊ ዚምባብወ: ቨንዙወላን ኩባን ዝተነብረ ማዕቀብ ክልዓል ጸዊዖም። ሎሚ ሰኑይ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት መደረ ዘስምዑ ኣቶ ...
ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ውግእ፣ ነቲ ንልዕሊ 40 ዓመታት ዝተደኸመሉ ሕውየትን ልምዓትን ከባቢ ንድሕሪት ከምዝመለሶ፣ ኣብ’ዚ ዓውዲ’ዚ መጽናዕቲ ዘካየዱ ተመራመርቲ ይገልጹ። ...
ብፕረዚደንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ኣመራርሓ ህወሓት፣ “ህወሓት ንምድሓን” ብዝብል ኣብ ከተማ መቐለ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ...
ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝረኣ ግጭት ብሰላም ክፍትሑ ፃዕራ ከም እትቕፅል ናይታ ሃገር ኣምባሳደር ፀዊዖም። ኣምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋ ናይ ዩኤስኣይዲ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ፕሮግራም ሓገዝ ንኢትዮጵያ ...