ቤትኤል ሃብቶም ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2023/24፡ ካብ ኮሌጅ ምህንድስና ማይ ነፍሒ ብሲቪል ኢንጅነሪንግ ምሉእ ነጥቢ (4.00) ብምምጻእ ጎብለል ናይቲ ዲፓርትመንት ብምዃን ትምህርታ ዛዚማ። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ትሸዓተ ኣዋርሕ ብሕማም ዓሶ ልዕሊ 1-ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱን ልዕሊ 5.9 ሚሊዮን ድማ በቲ ሕማም ከምዝተትሓዙ ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ሓገዛት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩኤንኦቻ) ገሊፁ። ...
ደረስትን ፀሓፍቲ ታሪኽን ከም ንኣርባዕተ ዓመት ጥራሕ ወይ ናይ ሓደ ናይ ስልጣን እዋን ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ መጠን ዘዐወቱዎምን ዝፈሸሉዎምን ዕማማት ዳግም ኣብ ዝግምግምሉ እዋን ፕሬዝዳንት ነበር ጂሚ ...
A boat carrying scores of passengers capsized on Lake Kivu on Thursday, killing at least 50 people, witnesses told The ...
Malawi: A national emergency food distribution campaign began Thursday in Chikwawa to feed 5.7 million people plunged into ...
ነፈርቲ ኩናት እስራኤል ሎሚ ሓሙስ ንሓደ ኣብ ከተማ ቤይሩት ዝርከብ ህንጻ ከም ዝሃረማን፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝተቐትሉን ሸውዓተ ካልኦት ከም ዝቖሰሉን ሰበ- ስልጣን ሕክምና ሊባኖስ ሓቢሮም። ...
U.S. President Joe Biden travels Thursday to the southeastern states of Florida and Georgia to tour areas hit by Hurricane ...
ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ኣብ ልዕሊኡ ዝተጀመረ መስርሕ ምውራድ ካብ መዝነት ደው ክብል ናብ ቤት ፍርዲ ጥርዓን ኣእትዩ። ሪጋቲ ጋቻጓ ዓሌታዊ ጽልኢ ተኹቲኹ፡ ንመንግስቲ ንዒቑ፡ ከምኡ`ውን ዘይተፈልጠ ...
ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ባህር ዳር ተኣሲሩ ዝነበረ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣባል ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ ኣቶ ዘመነ ሃይሉ፡ ሎሚ ሓሙስ ከም ዝተፈነወ ይግለጽ ኣሎ። ኣቶ ዘመነ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ...
Denmark: Police said on Wednesday they were investigating two explosions likely caused by hand grenades near Israel's embassy ...
Democratic vice-presidential candidate Tim Walz and Republican candidate J.D. Vance clashed on a range of policy issues ...
ኢራን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ሚሳይል ነቲ ኣብ ቀረባ እስራኤል ኣብ ሓይሊታት ቴህራን ዝፈፀመቶ ቅትለት ሕነ ንምፍዳይ ምዃኑ ገሊጻ። ሓይልታት እስራኤል ሎሚ ረቡዕ ኣብ ...