ሓደ ዓመት ድሕሪ ሓማስ ኣብ እስራኤል ግብረ-ሽበራዊ መጥቓዕት ብምፍጻሙን 1,200 ሰባት ምቕታሉምን፡ እቲ ግጭት ዓሪጉ ንልዕሊ 40,000 ሰባት ቐቲሉ፡ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ምሉእ ግጭት ከይኣትው ...
Around 78 bodies have been recovered and 40 people rescued following a boat accident on Congo's Lake Kivu, the district's ...
Bosnia: Severe rainstorms struck Bosnia overnight Friday, leaving several towns in central and southern parts of the country ...
ደረስትን ፀሓፍቲ ታሪኽን ከም ንኣርባዕተ ዓመት ጥራሕ ወይ ናይ ሓደ ናይ ስልጣን እዋን ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ መጠን ዘዐወቱዎምን ዝፈሸሉዎምን ዕማማት ዳግም ኣብ ዝግምግምሉ እዋን ፕሬዝዳንት ነበር ጂሚ ...
A boat carrying scores of passengers capsized on Lake Kivu on Thursday, killing at least 50 people, witnesses told The ...
Malawi: A national emergency food distribution campaign began Thursday in Chikwawa to feed 5.7 million people plunged into ...
ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ኣብ ልዕሊኡ ዝተጀመረ መስርሕ ምውራድ ካብ መዝነት ደው ክብል ናብ ቤት ፍርዲ ጥርዓን ኣእትዩ። ሪጋቲ ጋቻጓ ዓሌታዊ ጽልኢ ተኹቲኹ፡ ንመንግስቲ ንዒቑ፡ ከምኡ`ውን ዘይተፈልጠ ...
ነፈርቲ ኩናት እስራኤል ሎሚ ሓሙስ ንሓደ ኣብ ከተማ ቤይሩት ዝርከብ ህንጻ ከም ዝሃረማን፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝተቐትሉን ሸውዓተ ካልኦት ከም ዝቖሰሉን ሰበ- ስልጣን ሕክምና ሊባኖስ ሓቢሮም። ...
ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ባህር ዳር ተኣሲሩ ዝነበረ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ኣባል ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ ኣቶ ዘመነ ሃይሉ፡ ሎሚ ሓሙስ ከም ዝተፈነወ ይግለጽ ኣሎ። ኣቶ ዘመነ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ...
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ኣብ ዘይሃቦ ጉባኤ ዘይተሳተፉ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ጉጅለ ህወሓት ሕጋዊ ዝበልዎ “መበል 14 ጉባኤ” ንምክያድ ምድላዋት የካይዱ ምህላዎም ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓ ...
ፖሊስ ደነማርክን ሽወደንን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ከባቢ ኤምባሲ እስራኤል ንዘጋጠሙ ክልተ ፍንጀራታትን ተኵሲን ይምርምሩ ከምዘለው ሓቢሮም። ፖሊስ ደነማርክ ኣብ ዋና ከተማ’ታ ሃገር ንዘጋጠሙ ክልተ ፍንጀራታት ...
ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ልዕሊ ዚምባብወ: ቨንዙወላን ኩባን ዝተነብረ ማዕቀብ ክልዓል ጸዊዖም። ሎሚ ሰኑይ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት መደረ ዘስምዑ ኣቶ ...