ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ጎንፅን ውጥረትን ብፍላይ ከኣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ዝተራእየ ምውንጫፍ ሚሳይላት ኢራን ናብ እስራኤልን ደብዳብ እስራኤል ኣብ ሊባኖስን ንኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራዊያን ...
ኣብ ከተማ ፖርት ሱዳን ትርከብ ሓንቲ ቤተ ክርስትያን ካብቲ ኣብታ ሃገር ይካይድ ካብ ዘሎ ኲናት ዝሃደሙተመዛበልቲ መዕቖቢ ኮይና ኣላ። ...
ሓደ ዓመት ድሕሪ ሓማስ ኣብ እስራኤል ግብረ-ሽበራዊ መጥቓዕት ብምፍጻሙን 1,200 ሰባት ምቕታሉምን፡ እቲ ግጭት ዓሪጉ ንልዕሊ 40,000 ሰባት ቐቲሉ፡ ማእኸላይ ምብራቕ ናብ ምሉእ ግጭት ከይኣትው ...
Around 78 bodies have been recovered and 40 people rescued following a boat accident on Congo's Lake Kivu, the district's ...
Bosnia: Severe rainstorms struck Bosnia overnight Friday, leaving several towns in central and southern parts of the country ...
ቤትኤል ሃብቶም ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2023/24፡ ካብ ኮሌጅ ምህንድስና ማይ ነፍሒ ብሲቪል ኢንጅነሪንግ ምሉእ ነጥቢ (4.00) ብምምጻእ ጎብለል ናይቲ ዲፓርትመንት ብምዃን ትምህርታ ዛዚማ። ...
ደረስትን ፀሓፍቲ ታሪኽን ከም ንኣርባዕተ ዓመት ጥራሕ ወይ ናይ ሓደ ናይ ስልጣን እዋን ፕሬዝዳንት ኣሜሪካ መጠን ዘዐወቱዎምን ዝፈሸሉዎምን ዕማማት ዳግም ኣብ ዝግምግምሉ እዋን ፕሬዝዳንት ነበር ጂሚ ...
The union representing 45,000 striking U.S. dockworkers at east and gulf coast ports reached a deal with port operators Thursday to suspend a three-day strike. Sources say the two sides have agreed to ...
A boat carrying scores of passengers capsized on Lake Kivu on Thursday, killing at least 50 people, witnesses told The ...
Malawi: A national emergency food distribution campaign began Thursday in Chikwawa to feed 5.7 million people plunged into ...
ምኽትል ፕረዚደንት ኬንያ ኣብ ልዕሊኡ ዝተጀመረ መስርሕ ምውራድ ካብ መዝነት ደው ክብል ናብ ቤት ፍርዲ ጥርዓን ኣእትዩ። ሪጋቲ ጋቻጓ ዓሌታዊ ጽልኢ ተኹቲኹ፡ ንመንግስቲ ንዒቑ፡ ከምኡ`ውን ዘይተፈልጠ ...
ነፈርቲ ኩናት እስራኤል ሎሚ ሓሙስ ንሓደ ኣብ ከተማ ቤይሩት ዝርከብ ህንጻ ከም ዝሃረማን፡ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ከም ዝተቐትሉን ሸውዓተ ካልኦት ከም ዝቖሰሉን ሰበ- ስልጣን ሕክምና ሊባኖስ ሓቢሮም። ...